እንታይ'ዩ እቲ መሰረት ናይሰላም ኣብሞንጎ ኢትዮ-ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ»ጋዜጠኛ ኣሕመድ ሸሪፍ👍

author ERI-Media   2 мес. назад
41,716 views

377 Like   181 Dislike

ብዛዕባ ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን-Seminar Amba. Andebrhan Welde Giorgis (at Hdri Jeganuna 23-June-2018)-P2

Saturday, 23 June 2018 Seminar At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ሰሚናር ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Seminar by: Ambassador Andebrhan Welde Giorgis ሰሚናር ብ’ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ -------- Topic: -------- ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን - ምምልካት ዶብን Ethiopia-Eritrea Border Issue ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም ዕለት Saturday, 23 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ገዲም ተቓላሳይ ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ኢዩ። ንሱ ሒዙዎ ዝቐርብ ዘሎ እዋናዊ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ፡ "ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን - ምምልካት ዶብን" ዝብል ኮይኑ፡ ምስዚ ሕጂ ተኸሲቱ ዘሎ ምዕባለታት ብምዝማድ ኣስተምህሮን መብርሂን ክህበና ኢዩ። ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን፡ ወኪል ኤርትራ ኣብ ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን ኮይኑ ዝሰርሐ ኢዩ፡ ስለዝኾነ፡ ኣብቲ ጉዳይ ብዕምቆት ካብ ዝከታተሉዎ ሓደ ኢዩ። Ambassador Andebrhan Welde Giorgis, a former Eritrean representative to the Ethio-Eritrea border Commission, is our guest speaker, on Saturday 23 2018. He will deliver seminar on "Ethiopia-Eritrea Border Issue". Recorded Live by http://www.snitna.com/ on 23 June 2018

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኮነ ኢልካ ክደሃኽ እዩ ተገይሩ»ደሳለ ወልዱ✔

ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ!

መልእኽቲ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ»ካብ ኣቶ ኣማኑኤል ተስፋይ✔

ሰላም ፍቅሪ ይቅርታ ፒዛ ተኸልኪለን ንኤርትራ!!!!

Video from Abu Samia

Tigrai Tv: ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብሰፊሑ ዝነጥፍ ኣክቲቪስት ልፍዓተይ ተስፋ ምስ ቴሌቪዥን ትግራይ...

ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብሰፊሑ ዝነጥፍ ኣክቲቪስት ልፍዓተይ ተስፋ ምስ ቴሌቪዥን ትግራይ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት

🇪🇷🌷🇪🇹

Comments for video: